Free Udemy Courses and Zero Broken link.
The only website where expired courses are deleted.

መሰረታዊ ትምህርቲ ክርስትና

Share :

Publisher : Mihreteab Habtemariam

Course Language : English

  • እዚ ትምህርቲ ብዛዕባ እንታይ እዩ?

ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒኻ ምስ ተቐበልካ ንእኡ ክትስዕብ ክትፈልጦ ዝግብኣካ መሰረታዊ ትምህርቲ እዩ።

  • ነዚ ትምህርቲ ንምርካብ እንታይ ቃል ክጥቐም?

ነዚ ትምህርቲ ኣብ ዩድሚ ንምርካብ New Believers Class ኢልካ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።

  • ኣብዚ ትምህርቲ እንታይ ይረክብ?

ነፍስ ወከፍ ኣርእስቲ ብቪድዮን መምሃሪ ማንዋልን ተዳልዩ ኣሎ።

  • ክንደይ ግዜ ይወስድ?

ነፍስ ወከፍ ኣርእስቲ ብሓጺር ክፍልታት ተመቒሉ ዝተሰርሐ ኮይኑ ሰዓት ይወስድ። ብሓፈሻ እዚ ትምህርቲ ከባቢ ሸውዓተ ሰዓታት ይወስድ።

  • ብከመይ ተዳልዩ ዘሎ?

እዚ ትምህርቲ ብሸውዓተ ኣርእስትታት ዝተመቕለ ኮይኑ ነፍስ ወከፍ ኣርእስቲ ብሓጸርቲ ክፍልታት ተመቒሉ ዝተዳለወ እዩ።

  • ኣብዚ ትምህርቲ እንታይ ትረክብ?

እዚ ትምህርቲ መሰረታዊ ፍልጠት ቃል ኣምላኽ ክህልወካ፡ ብፍልጠት ቃል ኣምላኽ ጸሎትን ክርስቲያናዊ ህይወት ክትውስኽ ክሕግዘካ እዩ። ኣብ መወዳእታውን ናብ ማይ ጥምቀት ውሳኔ ክትበእሕ ክሕግዘካ እዩ።